Eritrean Movies And Music & Fun !

ኢትዮጵያ መዝለሊት ባይታ ዶ ወይስ መዘልዘሊት ዉድባት
ስምረት ሓድነት ዝብላ ቃንቃታት ደጋጊምካ ክትሰምዐን ትደልን ትብህግን :: እንተኾነ ኤርትራውያን ኣብ ባይታ ክንሰርሓለን ኣይንረኣይን :: ምኽንያት ናይዚ ምኽንያት ብዙሕ እካ እንተኾነ: ገለ ካብቲ ጠንቅታት ግን ነየናይ ዕላማ ትወፍር ከምዘለኻን ኣበየናይ ኮይንካ ተተግብሮን ከየነጸርካ ስለትፍልሞ ይምመስለኒ :: ብተወሳኺ ኣብቲ ሓሪኻዮ ዘለኻ ቦታ ነቲ ትደልዮ ዕላማ ከተተግብር ከ ምሉእ ናጽነት ኣለካ ድዩ መልሲ ክትረኽበሉ ይግባእ ::
ከምዝፍለጥ ኢትዮጵያ መዝለሊት ባይታና እያ እንዳበልካ ጉባኤ ኣዋሳ: ዋዕላ መንእሰያት ደብረዘይቲ: ጉባኤ መቀለ: ናይ ምሁራት ኣኼባታት ... ..ወዘተ ክንደይ ዘይተገብረ: እዚ ኣብ ባይታ እንታይ ለውጢ ኣምጺኡ እንተድኣ ኢልና እቲ መልሲ 0 + 0 = 0 እዩ :: ስ...